Quiz 1-6

ናይ ታሪክ ሕቶን መልስን

የመጽሐፍ ቅዱስ ታሪኮች በአማርኛ እና እንግሊዝኛ አንብቡ! ከዚህ በታች የምትፈልጉትን ተጫኑ! Children's Bible for Ethiopia: Read short bible stories in Amharic and English. Choose the right button somewhat below.

ሕቶን መልስን – ካብ ብሉይ ኪዳን ታሪኻት 1 – 77

1-25 ትግርኛ

1 / 29

1. ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ መን እዩ?

2 / 29

2. ኣምላኽ ነቶም ቀዳሞት ሰባት ኣብ ከመይ ዝበለ ቦታ እዩ ኣቐሚጥዎም?

3 / 29

3. ኣዳምን ሄዋንን ናይ መን ምኽሪ ሰሚዖምን ገይሮምን?

4 / 29

4. ኣዳምን ሄዋንን ካብ ገነት እተባረሩ ስለምንታይ እዮም?

5 / 29

5. ኣምላኽ ንህያብ ኣቤል እተቐበሎ ስለምንታይ እዩ?

6 / 29

6a. ኣምላኽ ብዘመን ኖህ ስለምንታይ እዩ ሓዚኑ?

7 / 29

6b. ኣምላኽ ንኖህ ካብ ጥፍኣት ከድሕኖ ዝደለየ ስለምንታይ እዩ?

8 / 29

7. ቀስተ ደመና ናይ ምንታይ ምልክት እዩ?

9 / 29

8. ኣምላኽ ነቶም ኣብ ባቢሎን ዝነበሩ ሰባት እተፈላለየ ቛንቋታት ኪዛረቡ ምስ ገበሮም እንታይ እዩ ኣጋጢሙ?

10 / 29

9. ኣብራም ካብ ዓዱ ዝወጸ ስለምንታይ እዩ?

11 / 29

10. ካብ ኣብራምን ሎጥን፡ ነቲ ልሙዕ 10. ካብ ኣብራምን ሎጥን፡ ነቲ ልሙዕ መሬት መን መሪጹ?መሬት መን መሪጹ?

12 / 29

10b. ካብ ክልቲኦም መኖም እዩ ዝተባረኸ?

13 / 29

11. ኣብራም ነቲ ኣምላኽ ዝበሎ ቃል ኣሚንዎ ድዩ?

14 / 29

12. ኣምላኽ ንኣጋር ንሳራይ ምስ ጸረፈታ እንታይ ኢልዋ?

15 / 29

13. ኣብርሃምን ሳራን ነቶም ኣጋይሽ እንታይ ገበሩሎም?

16 / 29

13b. ሳራ ኣምላኽ ውላድ ከም እትወልድ ምስ ነገራ ስለምንታይ ሰሓቐት?

17 / 29

14. ኣብርሃም ብዛዕባ እተን ከተማታት ንኣምላኽ እንታይ ለመኖ?

18 / 29

15. እቲ ኣምላኽ ንኣብርሃም ክህቦ ቃል ዝኣተወሉ ወዲ መን ይበሃል?

19 / 29

16. ንይስሃቅን ርብቃን ወዲ ንኽወልዱ ዝሓገዞም መን እዩ?

20 / 29

17. ያእቆብ ካብ ሃገሩ ስለምንታይ ሃዲሙ?

21 / 29

18. ያእቆብ ሓድሽ ስም እተዋህቦ ስለምንታይ እዩ?

22 / 29

19. ዮሴፍ ኣብ ሕልሙ ብዛዕባ እንዳእቲ ስርናይ እንታይ ርእዩ?

23 / 29

20. ያእቆብ ብጣዕሚ ዝሓዘነ ስለምንታይ እዩ?

24 / 29

20.b ዮሴፍ ብሓቂ ሞይቱ ድዩ ወይስ እንታይ ኣጋጢምዎ?

25 / 29

21. ዮሴፍ ንሕቶ ሰበይቲ እቲ በዓል ስልጣን ዝነጸጎ ስለምንታይ እዩ?

26 / 29

22. ካብ እግዚኣብሔር ዝተወሃበ ሓቀኛ ሕልሚ ትርጉም መን ክነግር ይኽእል?

27 / 29

23. ዮሴፍ ነቶም ብዙሕ ክፉእ ነገር ዝገበርዎ ኣሕዋቱ እንታይ ገበረሎም?

28 / 29

24. ዮሴፍ ብኣሕዋቱ ዘይተቘጥዐ ስለምንታይ እዩ?

29 / 29

25. ያእቆብ ቅድሚ ሞቱ እንታይ እዩ ገይሩ?

Your score is

The average score is 21%

0%

26-48 ትግርኛ

1 / 23

26. ሙሴ ንዝተበሃለ ህጻን ቆልዓ ዘዕበዮ መን እዩ?

2 / 23

27. ኣምላኽ ንሙሴ እንታይ ኪገብር ነገሮ?

3 / 23

28. ሙሴ እንተ ፈርሐ እኳ፡ ስለምንታይ እዩ ናብ ግብጺ ተመሊሱ?

4 / 23

29. ብዙሓት ግብጻውያን ክሞቱ ከለዉ፡ ሓደ ኻብ እስራኤላውያን ዘይሞተ ስለምንታይ እዩ?

5 / 23

30. ንእስራኤላውያን ካብ ግብጻውያን ንኸምልጡ ዝሓገዞም መን እዩ?

6 / 23

31. እስራኤላውያን ኣብ ምድረበዳ ብዘይ ገለ ነገር ኪነብሩ ዝኸኣሉ ብኸመይ እዮም?

7 / 23

32. ኣምላኽ ነቶም ኣብ ከረን ሲና ንህዝቡ እንታይ ሂብምዎ?

8 / 23

34. ኣምላኽ ነቶም ብተመን ዝተነኸሱ ሰባት እንታይ ዓይነት ድሕነት ኣዳልዩሎም?

9 / 23

35. ንፈለግ ዮርዳኖስ መን ደው ኣቢልዎ?

10 / 23

36. ንመናድቕ ያሪኮ መን ኢዩ ኣፍሪስዎ?

11 / 23

37. እያሱ ነቶም ህዝቢ ምስ ሓተቶም ንኣምላኽ ድዮም መሪጾም ወይስ ካልኦት ኣማልኽቲ?

12 / 23

38. ኣምላኽ መልኣኹ ናብ ጊዴዎን ዝለኣኸ ስለምንታይ እዩ?

13 / 23

39. ስለምንታይ እዩ ኣምላኽ ምስ ጊዴዎን ሰለስተ ሚእቲ ሰባት ጥራይ ናብ ውግእ ኪኸዱ ዝለኣኸ?

14 / 23

40. እስራኤላውያን ኣብ ከቢድ ጸገም ምስ ኣተዉ እንታይ እዮም ገይሮም?

15 / 23

41. ነቲ ኣምላኽ ንሲምሶን ከይቆርጾ ዝኣዘዞ ጸጉሪ ጸላእቱ ምስ ቆረጽዎ እንታይ ኣጋጢሙ?

16 / 23

42. ናእሚ ኣምላኽ ምስኣ ዘየለ ዝመሰላ ስለምንታይ እያ?

17 / 23

43. ሩት ካብ ካልእ ሃገር እኳ እንተ ነበረት፡ ቦኣዝ ግን ሓጊዝዋ ድዩ?

18 / 23

44. ሩትን ቦኣዝን እሙናት ድዮም ወይስ ኣይኮኑን?

19 / 23

45. ኣምላኽ ንናእሚን ንሩትን ብኸመይ ሓጊዝዎም?

20 / 23

46. ሃና ንኣምላኽ ዝኣተወቶ መብጽዓ ፈጺማ ድያ?

21 / 23

47. ኣምላኽ ንንእሽቶ ቆልዓ ክዛረቦ ይኽእል ድዩ?

22 / 23

47b. ካህን ኤሊ እኩይ ሰብ ብምንባሩ ድዩ ሞይቱ ወይስ ብሰንኪ ዘረባ ሳሙኤል?

23 / 23

48. ኣምላኽ ንዅሉ ሰብ እንተ ዜፍቅር፡ ስለምንታይ ንጸላእቲ እስራኤል ሰጐጎም?

Your score is

The average score is 26%

0%

49 - 77 ትግርኛ

1 / 32

49. ቀዳማይ ንጉስ እስራኤል መን እዩ?

2 / 32

50. ሳኦል ንግስነቱ እተምንዘዐ ስለምንታይ እዩ?

3 / 32

51. ድሕሪ ሳኦል ቀጺሉ ንጉስ እስራኤል ክኸውን ዝተመርጸ መን እዩ?

4 / 32

51.b ዳዊት እንታይ ዓይነት ባህርይ እዩ ነይርዎ?

5 / 32

52. ንዳዊትን ንእስራኤልን ዝሓገዞም መን እዩ?

6 / 32

53. ስለምንታይ ዳዊት ንሳኦል ዘይጐድኦ?

7 / 32

54. ዳዊት እንታይ ዓይነት ንጉስ እዩ ነይሩ?

8 / 32

55. ኣምላኽ ንዳዊት ምሕረት ዝገበረሉ ስለምንታይ እዩ?

9 / 32

56. ሰሎሞን ዝበዝሕ ጽቡቅ ነገር ንመን ኢዩ ገይሩ?

10 / 32

56.b ሰሎሞን ንርእሱ ክብሪ ስለ ዘይደለየ እግዚያብሄር እንታይ ሂብዎ?

11 / 32

57. ነቶም ኳኳት ንኤልያስ መግቢ ከምጽኡ መን ኣዚዝዎም?

12 / 32

58. ካብ ናይ ኤልያስን ናይ ካልኦት ነብያትን ሓቀኛ ኣምላኽ ናይ መን እዩ?

13 / 32

59. ኤልያስ ካብዛ ዓለም እዚኣ ብኸመይ ኢዩ ከይዱ?

14 / 32

60. ንንእማን ኤልሳእ ተጠቒሙ ካብቲ ሕማም ዘድሓኖ መን እዩ?

15 / 32

61. በኣል ኤልሳእ ንጸላእቶ ብኸመይ ሰዒሮም?

16 / 32

61b. በኣል ኤልሳእ ንጸላእቶም ምስ ሰዓሩ እንታይ ገበሩሎም?

17 / 32

62. ጸላእቲ ህዝቢ እስራኤል ንሰማርያ ከቢቦም ኣብ ጥሜት ከለው ከመይ ጌይሮም ክስዕሩ ኺኢሎም?

18 / 32

63. እዮብ ነቲ ዝመጾ ሕማቕ ዜና ምስ ሰምዐ እንታይ ኢሉ?

19 / 32

64. እዮብ ጸገም ምስ ኣጋጠሞ እንታይ እዩ ገይሩ?

20 / 32

65. እቲ ዓብይ ዓሳ ንዮናስ ዝወሓጥዎ ስለምንታይ እዮም?

21 / 32

66. ኣምላኽ ንህዝቢ ነነዌ ምሕረት ዝገበረሎም ስለምንታይ እዩ?

22 / 32

67. ኣስቴር ናብ ንጉስ ቅድሚ ምኻዳ ህዝቢ እስራኤል እንታይ ይገብሩ ነይሮም?

23 / 32

68. ኣምላኽ ንህዝቢ እስራኤል ካብ ጥፍኣት ንምድሓን ከመይ ገይሩ እዩ ንኣስቴር ተጠቒሙ?

24 / 32

69. እስራኤላውያን ብንጉስ ባቢሎን ዝተሳዕሩ ስለምንታይ እዮም?

25 / 32

70. ዳንኤልን ኣዕሩኽቱን ካብቶም ካልኦት ዝያዳ ጥበብን ፍልጠትን ዝነበሮም ስለምንታይ እዮም?

26 / 32

71. ንዳንኤል ሕልሙን ትርጉሙን መን ኣርኣዮ?

27 / 32

72. ስለምንታይ’ዮም ኣዕሩኽ ዳንኤል ነቲ ወርቃዊ ሓወልቲ ዘየምለኹዎ?

28 / 32

73. ዳንኤል ንመን እዩ ጸለየ?

29 / 32

74. እግዚኣብሄር ንዳንኤል ካብ ኣናብስ ከድሕኖ መን ልኢኹ?

30 / 32

75. እቶም ህዝቢ ምስ ነህምያ ከመይ ገይሮም እዮም ንመንደቕ ኢየሩሳሌም ቀልጢፎም ወዲኦምዎ?

31 / 32

76. ኣገልገልቲ እዝራ እቶም ህዝቢ ተስፋ ኣብ ዝቘረጹሉ እዋን እንታይ ኪዝክሩ ሓጊዞምዎም?

32 / 32

77. ኢሳይያስ ብዛዕባ ኣየናይ ዝመጽእ መድሓኒ እዩ ተነቢዩ?

Your score is

The average score is 40%

0%

ሕቶን መልስን – ካብ ሓድሽ ኪዳን ታሪኻት 78 – 150

78 -103 ትግርኛ

1 / 27

78. እቲ መልኣኽ ብዛዕባ ስራሕ ዮሃንስ እንታይ ኢሉ?

2 / 27

79. ኣምላኽ ሓደ ሓደ ግዜ ብመልኣኽ ኣቢሉ ኣዝዩ ኣገዳሲ ነገራት ይዛረብ እቲ መልኣኽ ንማርያም እንታይ ነገራ?

3 / 27

80. ኣምላኽ ናብ ህዝቢ ዝለኣኾ መድሓኒ መን እዩ?

4 / 27

81. እቶም ለባማት ንየሱስ ምስ ረኸብዎ እንታይ ገበሩ?

5 / 27

82. የሱስ እቲ ህይወት ዝህብ ብርሃን ንመን እዩ?

6 / 27

83. እቶም ንየሱስ ኣብ 12 ዓመት ዕድሚኡ ምስ መምህራን ሕጊ ኪዛረብ ዝሰምዑ ሰባት ስለምንታይ እዮም ተገሪሞም?

7 / 27

84. የሱስ ክጥመቕ ከሎ ናይ መን ድምጺ ተሰሚዑ?

8 / 27

85. ንሰይጣን መን ክስዕሮ ይኽእል?

9 / 27

86. እቶም ገፈፍቲ ዓሳ ብቓል የሱስ ብዙሕ ዓሳ ምስ ሓዙ እንታይ ተማሂሮም?

10 / 27

87. የሱስ ብሓይሉ እንታይ እዩ ገይሩ?

11 / 27

88. መን እዩ ነቲ ለምጺ ዝሓመመ ሰብኣይ ብአብአ ዘሕወዮ?

12 / 27

89. ንሓጢኣት ምሕረት ናይ ምግባር ስልጣን ዘለዎ መን እዩ?

13 / 27

90. የሱስ ንሓጥኣንን ንክፉኣት ሰባትን ይቕረ ክብሎም ይፈቱ ድዩ?

14 / 27

91. ከምቲ የሱስ ዝመሃሮ ንመን ሰናይ ክንገብር ኣሎና?

15 / 27

92. ከምቲ የሱስ ዝመሃረና ብኸመይ ናብ ኣምላኽ ክንጽሊ ኣሎና?

16 / 27

93. እቶም ኣብ ጽኑዕ መሰረት ገዛ ዝሰርሑ ለባማት ሰባት በዓል መን እዮም?

17 / 27

94. የሱስ በቲ ሮማዊ ሓለቃ እተገረመ ስለምንታይ እዩ?

18 / 27

95. ስለምንታይ የሱስ ነቲ ዝሞተ መንእሰይ ከተንስኦ ከሎ እቶም ህዝቢ ንኣምላኽ ኣመስገንዎ?

19 / 27

96. ሰዓብቲ የሱስ በቲ ኣብ ባሕሪ ከለዉ ብየሱስ እተገረሙ ስለምንታይ እዮም?

20 / 27

97. መን እዩ ነቲ ሰብኣይ ካብ ኣጋንንቲ ሓራ ዘውጽኦ?

21 / 27

ስለምንታይ እዮም ኣጋንንቲ ካብቲ ሰብኣይ ዝወጹ?

22 / 27

98. የሱስ ሓደ ግዜ ካብ ምዉታት ንመን ኣተንሲኡ?

23 / 27

99. የሱስ ንሃዋርያቱ እንታይ ኪገብሩ ለኣኾም?

24 / 27

100. ክልተ ዓሳን ሓሙሽተ እንጌራን ን5,000 ሰባት ብኸመይ ክኣኽል ኺኢሉ?

25 / 27

101. ከም ማዕበል ዝኣመሰለ ጸገም ምስ ዘጋጥመና፡ ናብ መን ክንጥምት ዝበለጸ እዩ?

26 / 27

102. ነኣና ንምድሓን ኣምላኽ ዝመደቦ መን እዩ ፈጺምዎ?

27 / 27

103. የሱስ ከምቲ ሳምራዊ ብዙሕ ሰናይ ነገር እንተ ገይሩልና እንታይ ክንገብር ኣሎና?

Your score is

The average score is 22%

0%

104 - 127 ትግርኛ

1 / 27

104. ኣጋይሽ ምቅባልንን ከም ማርታ ምስራሕን ጽቡቕ እንዃ እንተኮነ፡ ካብዚ ዝዓቢ ነገር ግን እንታይ ኢዩ?

2 / 27

105. ብዛዕባ ገዛእ ርእስና ጥራይ እናሓሰብና ምንባር ጽቡቕ ድዩ?

3 / 27

105.b ንኣምላኽ ምፍቃርን ሃብትና ንኻልኦት ምክፋልን ጽቡቕ ድዩ?

4 / 27

106. ንሰባት ካብ መንፈስ ሰይጣን ሓራ ከውጽኦም ዝክእል መን እዩ?

5 / 27

107. ዓቢ ድግስ ዘዳለወ ሰብኣይ ንሰባት ናብቲ ድግስ ምስ ዓደመ መን መጺኡ?

6 / 27

108. ኣባጊዕ የሱስ ክንከውን እንኽእል ብኸመይ ኢና?

7 / 27

109. እቲ ካብ ቤት ኣቦኡ ዝወጸ ንእሽቶ ወዲ እንታይ ሓጢኣት ፈጺሙ?

8 / 27

110. እቲ ካብ ቤት ኣቦኡ ዝወጸ ወዲ ምስ ተመልሰ እቲ ኣቦ እንታይ ገበረሉ?

9 / 27

111. ኣብ ጥቓ ቤት እቲ ሃብታም ሰብኣይ ዝነብር እቲ ድኻ ኣልኣዛር ምስ ሞተ እንታይ ኣጋጠሞ?

10 / 27

112. የሱስ ኣብ ሓደ እዋን ክንደይ ሕማም ቆርበት ዘለዎም ኣሕወየ?

11 / 27

112.b ካብቶም ዝሓወዩ ሕማም ቆርበት ዝነበሮም ክንደይ እዮም ንየሱስ ዘመስገንዎ?

12 / 27

114. ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ብኸመይ ክንጽሊ ኣሎና?

13 / 27

115. ከምቆልዑት እንታይ ክንገብር ኣሎና?

14 / 27

116. ሰባት ኪጐድኡና ኸለዉ፡ ኣምላኽ እንታይ ክንገብር እዩ ዚደልየና?

15 / 27

117. እቲ ሃብታም ሰብኣይ ንየሱስ ክስዕቦ ዘይከኣለ ስለምንታይ እዩ?

16 / 27

118. እቲ ዕዉር ንየሱስ እንታይ ኪገብረሉ ለመኖ?

17 / 27

119. የሱስ ማይ ህይወት ክህቦ እየ ክብል ከሎ እንታይ ማለቱ እዩ ነይሩ?

18 / 27

119.b የሱስ ንመን እዩ ዘፍቅር?

19 / 27

120. ዘኬዎስ ብዛዕባ የሱስ ምስ ሰምዐ እንታይ እዩ ገይሩ?

20 / 27

121. የሱስ ንጉስ ኰይኑ ናብ የሩሳሌም ምስ ኣተወ፡ እቶም ምስኡ ዝነበሩ ሰባት እንታይ ገበሩ?

21 / 27

122. የሱስ ቤት ኣምላኽ ቤት ንግዲ ምዃና ምስ ረኣየ ስለምንታይ ኢዩ እተቘጠዐ?

22 / 27

123. ወናኒ ኣታኽልቲ ወይኒ ነቶም ኣብ ዝተፈላለየ እዋን ዝቖጸሮም ሰራሕተኛታት እንታይ ገበረሎም?

23 / 27

123.b እቲ ሰናይ ዝገበረ ወናኒ ኣታኽልቲ ወይኒ ናይ መን ባህሪ ይመስል?

24 / 27

124. እቶም መራሕቲ ብተንኮል ሕቶታቶም ንየሱስ ከታልልዎ ክኢሎም ድዮም?

25 / 27

125. ኣልኣዛር ምስ ሓመመ ስለምንታይ የሱስ ዘይመጸ?

26 / 27

126. ንእሽቶ ሳንቲም ምሃብ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ብዙሕ ኪኸውን ዚኽእል ብኸመይ እዩ?

27 / 27

127. እቲ ሃብታም ሰብአይ ገንዘብ ካብ ዝሃቦም ሰባት፣ እቲ ሳልሳይ እተወሃቦ ገንዘብ ስለምንታይ ተወሲድዎ?

Your score is

The average score is 11%

0%

128 - 150 ትግርኛ

1 / 21

128. ኣምላኽ ናብቲ ዘዳለዎ ናይ ዘለኣለማዊ ህይወት ድግስ ንመን እዩ ዝዕድም?

2 / 21

129. ልክዕ ከምቲ የሱስ ብትሕትና ኣእጋር ሰዓብቱ ዝሓጸበ፡ ከመይ ጌርና ንሓድሕድና ከነገልግል ይደሊ?

3 / 21

131. የሱስ ኣብቲ ናይ መከራ ጊዜ ብኸመይ ጸለየ?

4 / 21

132. ጴጥሮስ ሓደ እዋን ንየሱስ ኣብቲ ናይ መከራ ጊዜ ዝኸሓደ ስለምንታይ እዩ?

5 / 21

133. የሱስ ቅድሚ ሞቱ እንታይ ገይሩ እዩ ተኸሲሱ?

6 / 21

134. የሱስ ኣብ መስቀል ምስ ሞተ አየናይ መንገዲ እዩ ተኸፊቱ?

7 / 21

135. ስለምንታይ እተን ኣንስቲ ንየሱስ ኣብ መቓብር ዘይረኸብኦ?

8 / 21

136 የሱስ ምስ ሞተ ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ ሰዓብቱ ብሓጐስ እተመልኡ ስለምንታይ እዮም?

9 / 21

137. የሱስ ቅድሚ ናብ ሰማይ ምኻዱ ንመን መራሒ ሰዓብቱ ክከውን ሸይሙ?

10 / 21

139. የሱስ ካብ ሞት ምስ ተንሳኤ ድሕሪ ኣርብዓ መዓልቲ ናበይ ተወሲዱ?

11 / 21

140 ስለምንታይ መንፈስ ኣምላኽ ሓይልን ውህበትን ይህብ?

12 / 21

141. የሱስ ንመን ኢዩ ዘድሕን?

13 / 21

142. ንጴጥሮስ ነቲ ኣብ ጥቓ ቤተ መቕደስ ዝነበረ ልሙስ ንምፍዋስ መን ተጠቒሙሉ?

14 / 21

143. ስለምንታይ እዩ እግዚኣብሄር ንፊልጶስ ናብቲ ኢትዮጵያዊ ሰብኣይ ዝለኣኾ?

15 / 21

144. ሳኦል ምስ መን ስለዝተራከበ ኢዩ ቀልጢፉ ዝተቀየረ?

16 / 21

145. ጳውሎስ ንፉዕ መምህር እዩ ነይሩ ብዛዕባ መን እዩ ምሂሩ?

17 / 21

146. ጴጥሮስ ሰለስተ ጊዜ ዝረኣዮ ራእይ እንታይ ትርጉም አለዎ?

18 / 21

147. ኣምላኽ ንመን ወንጌል ክንሰብኽ ይደሊ?

19 / 21

148. ንጴጥሮስ ካብ ቤት ማእሰርቲ መን ኣውጺእዎ?

20 / 21

149. ጳውሎስ ዝጸሓፈን መልእኽትታት ንምንታይ እዩ ዝጠቅም?

21 / 21

150. የሱስ ብኽብሪ ዳግም ምስ ተመልሰ ንመን ኢዩ ምሕረት ዝገብር?

Your score is

The average score is 23%

0%